ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ኣብ 99 መሰረተ ልምዓት ዕንወትን ጉሕለትን ከምዝተፈፀመ ፓሊስ መቐለ ኣፍሊጡ።

ብሰንኪ ፖለቲካዊ ቅልውላው ስግኣት ፀጥታ እናተጋደደ ይኸይድ ኣሎ ክብል ወሲኹ ቤት ፅሕፈት ፀጥታ። ሰነ 19/2017 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከተማ መቐለ  ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ፀጥታ 2017 ዓ.ም ምስ ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ…