ህልውንኡ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ህዝቢ ስለ ዴሞክራስን ልምዓትን ምዝራብ  ከም ሕንቃቐ ይቑፀር ኢሎም ሚንስትር ጌታቸው ረዳ።

” ትግራይ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀሩ መራሕቲ ምእራምን ምእላይን ተሳኢኑዋ ኣብ ጀቕጀቕ ተረግሪጋ ኣላ ” ክብሉ ወሲኾም ሚንስትር ጌታቸው። “ሴንተር ፎር ሪስፖንስብል ኤንድ ፒስፉል ፖለቲክስ” ዝበሃል ዘይመንግስታዊ ትካል ምስ ዩኒቨርስቲ አዲስ አበባ…