ሓደጋ ባርዕ ደኒ ዴስኣ ኣብ ሳልስቲ ከምዝተዓገተን መሊኡ ንክጠፍእ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዘድልን ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ አፍሊጡ።

ሓደጋ ባርዕ ደኒ ዴስኣ ናይ ምስፍሕፍሕ ዕድሉ ከምዝተዓገተን መሊኡ ንክጠፍእ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዘድልን ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ አፍሊጡ።እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ 43 ሄክታር  መሬት ጉድኣት ከምዘብፀሐ ዝሓበረ እቲ…

የ2017 ዓ.ም የአረንጓዴ አሻራ የችግኝ ተከላ መርሃ ግብር ዛሬ ተጀመረ።

በአጠቃላይ 7.5 ቢሊየን ችግኞችን ለመትከል  ዕቅድ ተይዟል።በዛሬው ዕለት በወንዝ ዳርቻ ልማት አንዱ ክፍል በሆነው በእንጦጦ ዙሪያ ጠ/ሚ ዐብይ አህመድ (ዶ/ር) ፣ የናይጄሪያ ምክትል ፕረዚዳንት ካቲም ሼቲማን ጨምሮ የክልል አመራሮችና ሚኒስትሮች…

ህልውንኡ ኣብ ሓደጋ ንዝርከብ ህዝቢ ስለ ዴሞክራስን ልምዓትን ምዝራብ  ከም ሕንቃቐ ይቑፀር ኢሎም ሚንስትር ጌታቸው ረዳ።

” ትግራይ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀሩ መራሕቲ ምእራምን ምእላይን ተሳኢኑዋ ኣብ ጀቕጀቕ ተረግሪጋ ኣላ ” ክብሉ ወሲኾም ሚንስትር ጌታቸው። “ሴንተር ፎር ሪስፖንስብል ኤንድ ፒስፉል ፖለቲክስ” ዝበሃል ዘይመንግስታዊ ትካል ምስ ዩኒቨርስቲ አዲስ አበባ…

ነባር ተጋዳላይን ላዕለዋይ ኣመራርሓን ህወሓት ኣለም ገ/ዋህድ

ካብ ሰነ 1/2017 ዓ.ም ጀሚሩ ብምክትል ፕሬዜዳንት መዓርግ ኣማኻሪ ጉዳያት ፓለቲካ ፕሬዜዳንት ጊ/ም/ት ኮይኖም ተሸይሞም። ሹመቱ በምርጫ ቦርድ የተሻረው ህወሓት በጊዚያዊ አስተዳደሩ ካቢኔ ያለውን ቦታ እጅግ ከፍ አድርጎታል።በጊዚያዊ አስተዳደሩ ካቢኔ…

ዙርያ መለሽ ፀገማት ብዘላቒ ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ ምስ ፌደራል መንግስቲ ክካየድ ክሓትት እየ ኢሉ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ብሰንኪ ፖለቲካዊ ቅልውላው ስግኣት ፀጥታ እናተጋደደ ይኸይድ ኣሎ ክብል ወሲኹ ቤት ፅሕፈት ፀጥታ። ሰነ 19/2017 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከተማ መቐለ  ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ፀጥታ 2017 ዓ.ም ምስ ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ኣብ 99 መሰረተ ልምዓት ዕንወትን ጉሕለትን ከምዝተፈፀመ ፓሊስ መቐለ ኣፍሊጡ።

ብሰንኪ ፖለቲካዊ ቅልውላው ስግኣት ፀጥታ እናተጋደደ ይኸይድ ኣሎ ክብል ወሲኹ ቤት ፅሕፈት ፀጥታ። ሰነ 19/2017 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከተማ መቐለ  ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ፀጥታ 2017 ዓ.ም ምስ ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ…