ዙርያ መለሽ ፀገማት ብዘላቒ ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ ምስ ፌደራል መንግስቲ ክካየድ ክሓትት እየ ኢሉ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ብሰንኪ ፖለቲካዊ ቅልውላው ስግኣት ፀጥታ እናተጋደደ ይኸይድ ኣሎ ክብል ወሲኹ ቤት ፅሕፈት ፀጥታ። ሰነ 19/2017 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት ፀጥታ ከተማ መቐለ  ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ፀጥታ 2017 ዓ.ም ምስ ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ…